ሓፈሻዊ ሕቶታት

ን Zanzu.no ዝምልከቱ ሕቶታት፣ ርእይቶታትን ምኽራዊ ሓሳባትን ናብዚ ክለኣኹ ይኽእሉ:
postmottak@helsedir.no (ውልቃዊ ወይከኣ ተኣፋፊ ሓበሬታ ኣይትልኣኽ)።

እቲ ኢሜይል "Zanzu" ዝብል ምልክት ግበረሉ። 

ናይ ሚድያ ሕቶታት

ጋዜጠኛታትን ሪፖርተራትን ምስ ናይ ፕረስ ቤት-ጽሕፈትና ክራኸቡ ይኽእሉ እዮም።

ውልቃዊ ሕቶታት

ብዛዕባ እቶም ኣብቲ መርበብ ሓበሬታ ዝርከቡ ርእሰጉዳያት ሕቶታት እንተለዉኻ፣ ንናይ ምኽሪ ኣገልግሎትና ከተዘራርብ ትኽእል ኢኻ