ሓዳር

ኣብ መንጎ 2 መጻምድቲ ሕጋዊ ርክብ ዝፈጥር ስነስርዓትን ኮንትራትን። ኣብ ኖርወይን ኣብ ብዙሓት ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳን፣ ሰባት ምስ ተመሳሳሊ ጾታ፣ ወይድማ ምስ ተቓራኒ ጾታ ክመራዓዉ ይኽእሉ እዮም።

Marriage

A ceremony and legal contract which creates a legal relationship between 2 partners. In Norway and many other European countries, one may marry someone of the same sex, or someone of a different sex.