መትረብ ሽንቲ

ኣብ ውሽጢ ሰውነት ዝርከብ ትቦ። እቲ ትቦ ሽንቲ ካብ ከረጢት ሽንቲ ናብ መውጽኢ ሽንቲ የግዕዝ። እቲ ሽንቲ ብኡ ኣቢሉ ካብ ሰውነት ይወጽእ።

Urethra

Tube inside the body. The tube carries urine from the bladder to the urinary meatus. There, the urine leaves the body.