መትረብ ፍረዘርኢ

ሓደ ሰብኣይ 2 መንገድታት ፍረዘርኢ ኣለዉዎ። እቶም ዋሃዮታት ፍረዘርኢ ካብቲ መኽዘን ዋሃዮታት ፍረዘርኢ ናብ ፕሮሰተይት ብመንገድታት ፍረዘርኢ ኣቢሎም ይግዕዙ።

Sperm duct

Every man has 2 sperm ducts. The sperm cells are transported from the epididymis to the prostate through the sperm ducts.