መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና

ጥንሲ ዝከላኸል ከኒና (ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ)። እቲ ከኒና መከላኸሊ ጥንሲ እታ ሰበይቲ ነብሲወከፍ መዓልቲ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት እንተወሲዳቶ ጥራይ እዩ ዕዉት ክኸውን ዝኽእል።

Contraceptive pill

Pill that prevents pregnancy (a method of contraception). The contraceptive pill is only effective when a woman takes it every day at a fixed time.