ምንጻል ጥንሲ

ደይመደይ ኢልካ ዝግበር ምቁራጽ ጥንሲ፣ ንኣብነት እቲ ጥንሲ ንህይወት ናይታ ሰበይቲ ኣብ ሓደጋ ዘእትው እንተኾይኑ ወይድማ እታ ሰበይቲ ነቲ ጥንሲ ዘይትደልዮ እንተኾይና። እታ ሰበይቲ እቲ ጥንሲ ዘይትደልዮ እንተኾይና፣ ኣብ መብዛሕትአን ሃገራት ኤውሮጳ ካብ ጽግየት ኣትሒዝካ ክሳዕ መበል 12 ናይ ጥንሲ ሰሙን ኣብ ዘሎ ግዜ ምንጻል ጥንሲ ክትገብር ይፍቀደላ እዩ።

Abortion

Deliberate termination of a pregnancy, for instance if the pregnancy threatens the woman's life or the woman does not want the pregnancy. In the case the woman does not want the pregnancy, abortion is allowed up to 12 weeks after fertilization in most European countries.