ምድርሃው

ንኻልኦት ንኣብነት ብምኽንያት ሕብሪ ቆርበቶም፣ ጾታኦም፣ ወሲባዊ ዝንባሌኦም፣ ወይድማ ኤችኣይቪ ዘለዎም ብምዃኖም ተጻባኢ ንምዃን፣ ንምብዳል፣ ንምፍርራሕ፣ ንምፍኳስ ወይ ንምውራድ ኣብ ጥቕሚ ዝውዕሉ ቃላት ወይ ኣገላልጻታት። 

Harassment

Words and expressions that are intended to be hostile, or offend, frighten, demean or humiliate others because of, for instance, the colour of their skin, their gender, their sexual orientation, or because they have HIV