ሻምብቆ ማህጸን

ምስቲ ማህጸን ዝተላገበ ኣካል። ሓንቲ ሰበይቲ 2 ሻምብቆታት ማህጸን ኣለዉዋ፣ 1 ኣብ ሓድሕድ ሸነኽ ማህጸን። ድሕሪ ዘኣጎለ እንቋቑሖ፣ 1 ካብቶም 2 ሻምበቆታት ማህጸን ነቲ ዝባጸሐ ዋሃዮ እንቋቑሖ ናብ ማህጸን የብጽሖ።

Fallopian tube

Organ connected to the uterus. A woman has 2 fallopian tubes, 1 on each side of the uterus. After ovulation, 1 of the 2 fallopian tubes carries the ripe egg cell to the uterus.