ችላሚድያ

ችላሚድያ ንርሕሚን መትረብ ሽንቲን ክለክፍ ዝኽእል ልሙድ STI እዩ። መብዛሕትኦም ችላድሚድያ ዘለዎም ሰባት ምልክታት ሕማም የብሎምን። ኣብ ኣካላት ርሕሚ ዘሕክኽ ስምዒት ወይድማ ዘቃጽል ስምዒት ምህላው ከምኡድማ ዝያዳ ናይ ርሕሚ ወይ መትሎ ፈሳሲ ምልክታት ችላሚድያ እዮም። ወሲብ ክትገብር እንከለኻ ኮንደም ምጥቃም ረኽሲ ይከላኽል። ችላሚድያ ብባክተርያ ዝመጽእ ክኸውን እንከሎ ብጸረ ጓና ነገራት ክፍወስ ይኽእል እዩ።

Chlamydia

Chlamydia is a common STI that can infect the vagina or urethra. Most people with chlamydia have no symptoms. Symptoms of chlamydia include an itching or burning sensation in the genitals and increased vaginal or penile discharge. Using a condom when having sex protects against the infection. Chlamydia is caused by a bacteria and can be cured with antibiotics.