ናይ ሕበረተሰብ ጥዕና ነርስ

ናይ ሕበረተሰብ ጥዕና ነርስ ኣብ ቆልዑት፣ መንእሰያትን ስድራቤታቶምን ኣድሂቡ ኣብ ምሕያል ጥዕና ሕብረተሰብን ምክልኻል ሕማማትን ዝነጥፍ ፍሉይ ክልእለት ዘለዎ ነርስ እዩ። ናይ ሕብረተሰብ ጥዕና ነርሲታት ኣብ ማእከላት ጥዕና ሕብረተሰብ ወይድማ ኣብ ኣገልግሎት ጥዕና ቤት-ትምህርቲ እዮም ዝሰርሑ።

Public health nurse

A public health nurse is a nurse that has specialised in public health promotion and disease prevention, targeting children, youth and their families. Public health nurses often work at the public health centre or in the school health service.