ናይ ስነተዋልዶ መሰላት

ቆልዑት ምውላድን ዘይምውላድን፣ መዓስ፣ ምስ መን ከምኡድማ ክንደይ ቆልዑት ክትወልድ ከምዘለካን ናይ ምውሳን መሰል። እዚ ዕዉታት ሜላታት ምጣነ ስድራ ምጥቃምን ብዛዕባኦም ሓበሬታ ናይ ምርካብን መሰል እውን የጠቓልል። ጥኑሳት ኣንስቲ ኣብ እዋን ጥንሲ ሕክምናዊ ክንክን ናይ ምርካብ መሰል እውን ኣለወን

Reproductive Rights

The rights of people to decide whether, when, with whom and how many children they want to have. This also includes the right to receive information on and access to effective methods of family planning. Pregnant women also have the right to medical care during pregnancy.