ናይ ኣፍ ጓንቲ

ኣብ እዋን ናይ ኣፍ ወሲብ ንርሕሚ ወይ መሃንቱስ ዝሽፍን ረቂቕ ተመጣጢ ፕላስቲክ። ኣብ እዋን ናይ ኣፍ ወሲብ ናይ ኣፍ ጓንቲ ብወሲብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት (STIs) ይከላኸል።

Dental dam

Thin piece of latex which covers the vagina or anus during oral sex. A dental dam protects against sexually transmitted infections (STIs) during oral sex.