ናይ ደም ስግግር

ካብ ካልእ ሰብ ደም እትቕበለሉ ሕክምና። እቲ ደም ኣብ ኢድካ ብዝርከብ ናይ ደም ሱር ኣቢሉ ይወሃብ።

Blood transfusion

Treatment in which you receive blood from someone else. The blood is given through a vein in the arm.