ናይ ጥንሲ ምርመራ

እታ ሰበይቲ ጥንስቲ እንተኾይና ንምርግጋጽ ዝግበር መርመራ። እቲ መርመራ ንእሽቶይ ሽንጣር ናብ ውሽጢ ሽንቲ ብምጥላቕ እዩ ዝካየድ። እቲ መርመራ ሽዑ ጥንስቲ ምዃንኪን ዘይምዃንኪን የርኢ። እቲ መመርመሪ ጥንሲ ካብ መደበር መድሓኒትቤት-መድሓኒት ወይ ካብ ሱፐርማርኬት ክትዕድግዮ ትኽእሊ ኢኺ። እቲ ዶክተር ወይ ናይ ማህጸን ሓኪም እውን ደም ብምውሳድ ናይ ጥንሲ መርመራ ከካይድ ይኽእል እዩ።

Pregnancy test

A test to check if a woman is pregnant. The test often consists of a small stick which you dip into some urine. The test then shows whether or not you are pregnant. You can buy a pregnancy test at a drugstore, pharmacy or supermarket. A doctor or gynaecologist can also carry out a pregnancy test by taking blood.