ኣብ ቅልጽም ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲ

መንገዲ መከላኸሊ ጥንሲ (ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ)። እቲ ኣብ ቅልጽም ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲ ንእሽተይ ሽንጣር መሰል ቅርጺ ዘለዎ እዩ። እቲ ናይ ጥዕና ሞያዊ ነቲ ተሰኳዓይ መከላኸሊ ጥንሲ ኣብ ትሕቲ ቆርበት ቅልጽም ሰበይቲ ይቐብሮ። እቲ ኣብ ቅልጽም ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲ ን 3 ዓመት የገልግል።

Contraceptive implant

A way of preventing pregnancy (a method of contraception). The contraceptive implant is small and shaped like a stick. A health professional puts the implant under the skin of the woman's upper arm. The contraceptive implant remains effective for 3 years.