ካብ ናይ ስራሕ ሰዓት ወጻኢ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ዝህባ ማእከላት

እቶም ናይ ሓፈሻዊ ሓኻይም ቤት-ጽሕፈታት ክዕጸዉ እንከሉ ካብ ናይ ስራሕ ሰዓት ወጻኢ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ዝህባ ማእከላት። ንኣብነት: ማህሰይቲ ከጋጥም እነከሎ፣ ሰባት ሃንደበት እንተሓሚሞም ወይከኣ ግዳያት መጥቃዕቲ ወይ ምዝመዛ እንተኾይኑ። እተን ካብ ናይ ስራሕ ሰዓት ወጻኢ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ዝህባ ማእከላት ንተጓዓዝቲ ወይድማ ኣብ ዕረፍታዊ ምዝናይ ንዝርከቡ ሰባት እውን ኣገልግሎት ይህባ እየን፣ ስለዚ እዚኦም ናብ ሓፈሻዊ ሓኪም ምኻድ ኣየድልዩን። 

Out-of-hours medical service

The out-of-hours medical service offers medical assistance that cannot wait when the GPs office is closed. For instance: in case of injury, if one suddenly becomes ill or if one is a victim of violence or abuse. The out-of-hours medical service also offers assistance if one is travelling or on vacation, and therefore cannot visit the general practitioner