ክፍለ ግዜ ጽግያት/ጻግነ

ደም ኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ ብርሕሚ ዝፈሰሉ መስርሕ። እቲ ክፍለ ግዜ ጽግያት / ጻግነ ንቑሩብ መዓልቲ ይጸንሕ። ናይ ኣንስቲ ሰውነት ኣብ ሕድሕድ ወርሒ ንጥንሲ ድሉው ይኸውን፣ ይኹን እምበር እንድሕር ዘይጠኒሳ፣ እቲ ሰውነት ነቲ ሕልፊ ደም ካብ ማህጸን የወግዶ።

Menstrual period/menstruation

The outflow of blood through the woman's vagina once a month. The menstrual period / menstruation lasts a few days. Every month the woman’s body prepares for a pregnancy, but if she does not become pregnant, the body removes the excess blood from the uterus.