ወሲባዊ ዝንባለ
ሓደ ሰብኣይ ምስ ሰበይቲ ወሲባዊ ከምኡድማ / ወይድማ ስምዒታዊ ስሕበት እንተልዩዎ፣ ንሱ ሄትሮሴክሽወል እዩ። እታ ሰበይቲ ምስ ሰብኣይ ወሲባዊ ከምኡድማ / ወይድማ ስምዒታዊ ስሕበት እንተልዩዋ፣ ንሳ ሄትሮሴክሽወል እያ። ሓደ ሰብኣይ ምስ ሰብኣይ ወሲባዊ ከምኡድማ / ወይድማ ስምዒታዊ ስሕበት እንተልዩዎ፣ ንሱ ጌይ (ግብረሰዶማዊ)እዩ። እታ ሰበይቲ ምስ ሰበይቲ ወሲባዊ ከምኡድማ / ወይድማ ስምዒታዊ ስሕበት እንተልዩዋ፣ ንሳ ለዝብያን ወይ ግብረሰዶማዊት እያ። ገለ ሰባት ምስ ሰብኡትን ኣንስትን ወሲባዊ ከምኡድማ / ወይድማ ስምዒታዊ ስሕበት ኣለዎም፣ እዞም ሰባት ድርብጾታዊ ይበሃሉ።