ወሲባዊ ጸገማት

ኣብ ናይ ወሲብ ህይወትካ ዘጋጥሙ ጸገማት፣ ንኣብነት: መትሎ ናይ ዘይምውታር ጸገምወሲባዊ ቃሕታ ዘይምህላውን ቃንዛ ኣብ እዋን ወሲብን። ወሲባዊ ጸገማት እተፈላለዩ ምኽንያታት ክህልዉዎም ይኽእሉ

Sexual problems

Problems in your sex life, such as: erectile dysfunction, having no sexual desire and having pain during sex. Sexual problems can have various causes.