ዑደት

ኣብ መንጎ እታ ቀዳመይቲ ናይ ክፍለ ግዜ ወርሓዊ ጽግያት መዓልቲን ኣብ መንጎ እታ ፈላመይቲ ናይ ቀጻሊ ክፍለ ግዜ ወርሓዊ ጽግያት መዓልቲን ዘለዋ በዝሒ መዓልቲታት። ሓደ ዑደት ኣስታት 28 መዓልቲ እዩ፣ ይኹን እምበር ቁሩብ መዓልቲ ክነውሕ ወይ ክሓጽር ይኽእል እዩ። እቲ ቀጻሊ ዑደት ክጅምር ኣስታት 14 መዓልቲ ክተርፎ እንከሎ ዘኣጎለ እንቋቑሖ ይፍጠር።

Cycle

Number of days between the first day of a woman's menstrual period and the first day of the next period. A cycle is about 28 days, but can be a few days longer or shorter. Ovulation takes place about 14 days before the start of the next cycle.