ዘይተደልየ ጥንሲ

እታ ሰበይቲ ጥንስቲ እንተኾይናሞ እቲ ጥንሲ ዘይድለ እንተኾይኑ። እታ ኣደ ነቲ ጥንሲ ብምንጻል ጥንሲ ከተወግዶ ክትውስን ትኽእል እያ። ብተወሳኺ ነቲ ጥንሲ ክትቅጽሎን እቲ ቆልዓ ከተዕብዮን፣ ወይድማ ንረዓምቲ ክትህቦ እውን ክትውስን ትኽእል እያ።

Unwanted pregnancy

When a woman is pregnant and the pregnancy is not wanted. The woman can decide to end the pregnancy with an abortion. She can also choose to continue the pregnancy and keep the baby, or give it up for adoption.