ጭዋዳታት ጎሎኣዊ ባይታ

ኣብ ታሕተዋይ ክፋል ከብዲ ዝርከቡ ጭዋዳታት እቶም ጭዋዳታት ጎሎኣዊ ባይታ ነቲ ከረጢት ሽንቲን ፍሕኛን ከምኡድማ ነቲ ናይ ሰበይቲ ማህጸን ኣብ ግቡእ ቦታኦም ከምዝቕጽሉ ይገብሩ። ሽንቲን ኩስሒን ካብ ሰውነትና ከይተሓስበ ሃነደበት ከይወጹ ይኽልክሉ። እቶም ጭዋዳታት ጎሎኣዊ ባይታ ንወሲባዊ ፍስሃ እውን ኣገደስቲ እዮም።

Pelvic floor muscles

Muscles in the bottom of the belly. The pelvic floor muscles keep the bladder and bowel in the right place, and the uterus in women. They prevent urine and faeces from leaving the body unintentionally. The pelvic floor muscles are also important for sexual pleasure.