ፍረነብሲ

ሰብኣይ 2 ፍረነብሲታት ኣለዉዎ። ፍረነብሲታት ሓደሽቲ ዋሃዮታት ፍረዘርኢ የመንጭዉ። ንሳቶም ኣብቲ ኣብ እግሪ መትሎ ተንጠልጢሉ ዝርከብ ከረጢት ፍረነብሲ እዮም ዝርከቡ

Testicle

A man has 2 testicles. Testicles produce new sperm cells. They are located in the scrotum, which hangs under the penis.