ፍንጣጣ
ፍንጣጣ ብወሲብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ (STI) እዩ። እቲ ናይ መጀመርያ ምልክት ኣብ ኣካላት ርሕሚ፣ ኣብ ኣፍ፣ መሃንቱስ ወይድማ ኣብ መንጎ መቐመጫ ዝፍጠር ቁስሊ እዩ። እቲ ቁስሊ ቃንዛኣልቦ እዩ። ዳሓር ድማ ከም ናይ ቆርበት ሹፍታ ኣብ ከብዲ ኢድኩም፣ ኣብ ከብዲ እግርኹ ወይ ኣብ ዝባንኩም፣ ኮርባጥ ሊምፍ ኖድን ረስኒን ዝኣመሰሉ ምልክታት ይፍጠሩ። ኣብ እዋን ወሲብ ኮንደም ምጥቃም ናይ ረኽሲ ስግኣተ-ሓደጋ ይንኪ። ፍንጣጣ ብባክተርያ ዝመጽእ ክኸውን እንከሎ ብጸረ ጓና ነገር ክፍወስ ይኽእል እዩ።