ሰባት ብስጋዊ ርክብ ወይከኣ ብኻልኦት መንገዲታት ንብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ክቃልዑ ይኽእሉ እዮም።

ብስጋዊ ርክብ ምትሕልላፍ

ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ዝመሓላለፈሎም መንገዲታት: ብዘይ ኮንደም ዝግበር ርሕማዊ ስጋዊ ርክብ
ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ዝመሓላለፈሎም መንገዲታት: ብዘይ ኮንደም ዝግበር ናይ መሃንቱስ ስጋዊ ርክብ
ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ዝመሓላለፈሎም መንገዲታት: ብዘይ ኮንደም ዝግበር ናይ ኣፍ ስጋዊ ርክብ
ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ዝመሓላለፈሎም መንገዲታት: ናይ ስጋዊ ርክብ ባምቡላታት ብዘይ ኮንደም ብሓባር ምጥቃም

ብኻልእ መንገዲታት ምትሕልላፍ

ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ዝመሓላለፈሎም መንገዲታት: ንቆልዓኣ ጸባ ጡብ ብእተጡቢ ኣደ
ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ዝመሓላለፈሎም መንገዲታት: መርፍእ ዝኣመሰሉ በላሕቲ ነገራት ብሓባር ምጥቃም

ንመጻምድትኺን ንዶክተርን ምንጋር

ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ እንተልዩካ ናብ ካልእ ሰብ ከተሕልፍ ትኽእል ኢኻ። ብዛዕብኡ ንመጻምድትኻ/ኺ ክትዛረብ/ቢ ፈትን/ኒ ከምኡድማ ናብ ሓክም ክኸይድ/ክትከድ ኣተባብዕዮ/ዓያ።

ካብ ናይ ጥዕና ሞያዊ ማዕዳ ርኸብ።