ብዙሓት ሰባት ኣብ መዋእሎም ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ይጥቅዑ እዮም።
መብዛሕትኦም ብወሲብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ክሕከሙን ክፍወሱን፣ ወይድማ ምልክታቶም ክጠፍኡ ይኽእሉ።

ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ከይህልኪ ትጠራጠሪ እንተኾንኪ፣ ንናይ ጥዕና ሞያዊ ኣዛርቢ።