ኣብ ቀዋሚ ርክብ፣ እቶም መጻምድቲ ሓዲኦም ንሓዲኦም ከም ናቱ/ናታ መጻምድቲ ጌሮም ይቕበሉ። እቶም መጻምድቲ ንሓድሕዶም ቃል ይተኣታተዉ። ብሓባር ንክኾኑን ንነዊሕ ግዜ ብሓባር ንኽጸንሑን ይውስኑ።

መብዛሕትኡ ግዜ እቶም መጻምድቲ ርክቦም ከመይ ክኸውን ከምዝደልዩዎ ብሓባር ይውስኑ።