ናይ ወርሓዊ ጽግያት ስፖንጅ

እቲ ናይ ወርሓዊ ጽግያት ስፖንጅ ተፈጥሮኣዊ ፍርያት እዩ። እዚ ከም ታምፑን የገልግል፣ ከምኡድማ ናብ ርሕሚ ይስኳዕ። እቲ ናይ ወርሓዊ ጽግያት ስፖንጅ ነቲ ደም ምስመጠጦ፣ ኣውጺእኺ ብምሕጻብ ደጊምኪ ክትጥቀምሉ ትኽእሊ ኢኺ።

Menstrual sponge

The menstrual sponge is a natural product. It is used like a tampon, and also inserted into the vagina. When the menstrual sponge has absorbed the blood, you can wash it out and reuse it.