ጥንሲ

ካብታ ናይ መወዳእታ ክፍግዜ ወርሓዊ ጽግያት ቀዳመይቲ መዓልቲ ክሳዕ ልደት እቲ ቆልዓ ዘሎ ግዜ። ጥንሲ ኣስታት 40 ሰሙን ወይ 288 መዓልቲ ይጸንሕ።

Pregnancy

The time from the first day of the most recent menstrual period until the birth of the child. A pregnancy lasts approximately 40 weeks or 288 days.