ብመርፍእ ዝወሃብ መከላኸሊ ጥንሲ

ጥንሲ ንምክልኻል ናብ ቅልጽም ወይ መዓኮር ብመርፍ ዝወሃብ መድሓኒት (ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ)። ድሕሪ እቲ መውጋእቲ እታ ሰበይቲ ን 3 ኣዋርሕ ክትጠንስ ኣይትኽእልን። እቲ መውጋእቲ ብናይ ጥዕና ሞያዊ እዩ ዝወሃብ።

Contraceptive injection

Injection of a hormone into the arm or buttock to prevent pregnancy (a method of contraception). After the injection a woman cannot get pregnant for the next 3 months. The injection is given by a health professional.