መልክዕ ናይ ነፍሲ ወከፍ ጓልኣነስተይቲ ሰውነት ፍሉይ እዩ። ሕጊ የብሉን። ናኣብነት፣ ሰውነታት እዞም ዝስዕቡ ኣፈላላያት ክህልዉዎም ይኽእሉ:

ገለ ደቂኣነስትዮ ጸጉሪ ርሕሚን ካልእ ጸጉረንን ክላጽያ እንከለዋ ገሌአን ድማ ኣይላጽያን። እዚ ናይ ምርጫ ጉዳይ እዩ።

ተግባራት ሰውነት ኣብ መልክዕ ሰውነት ዝተደረኸ ኣይኮነን።