ምኽንሻብ ቆቢዕ መትሎ ሙሉእብሙሉእ ወይ ብኸፊል ዝውገደሉ መጥባሕቲ እዩ።

ድሕሪ ምኽንሻብ፣ ቆርበት ናይ ኣናፊ መትሎ ቁሩብ ርቕቕ ዝበለ ይኸውን። ሓላሓሊፉ ድማ ቁሩብ ክጽልም ይኽእል።

ጠጠው ዝበለ ሰብኣይ። እቲ ጠመተ ኣብቶም ብግልጺ ዝረኣዩ ወሲባዊ ኣካላት እዩ።
ቆቢዕ መትሎኡ ኣብ መንጎ ኣጻብዕቱ ዝሓዘ ሰብኣይ
ቆቢዕ ዘሎ መትሎ: ዘይተኸንሸበ
ቆቢዕ ዘይብሉ መትሎ: ዝተኸንሸበ

ምኽንያታት ምኽንሻብ

ምኽንሻብ ዝካየደሎም ብዙሓት ምኽንያታት ኣለዉ:

ገለ ኣንስቲ እውን ይኽንሸባ እየን። እዚ ንደቂኣነስትዮ ጎዳኢ ስለዝኾነ፣ ምትልታል ኣካል ርሕሚ ጓልኣነስተይቲ ተባሂሉ ይጽዋዕ