ሴጋ ማለት ናይ ገዛእርእስኻ ሰውነት ብፍላይ ርሕሚጭንቅራመትሎ፣ መቑለመታት ወይ መሃንቱስ ብኢድካ ጌርካ ብምርስሳን ንገዛእርእስኻ ወሲባዊ ፍስሃ ምሃብ ማለት እዩ። 

ብተወሳኺ ነገራት ተጠቒምካ እውን ሴጋ ምግባር ይከኣል እዩ፣ ከም ዲልዶ ወይ ቫይብሬተር (ናይ ስጋዊ ርክብ ባምቡላታት)። ሰውነትካ/ኪ ከይትጎድእ ተጠንቀቕ/ቒ።

ብናጽነት ፈተነታት ብምግባር እንታይ ከምትፈቱ ፍለጥ።

ሴጋ ጎዳኢ ኣይኮነን። ብዙሓት ሰብኡትን ብዙሓት ኣንስቲን ሴጋ ይገብሩ እዮም። ሴጋ ዘይምግባር እውን ጸገም የብሉን።
ኣብ ርክብ እንከለኻ ጥራይ ሴጋ ክትገብር እውን ትኽእል ኢኻ።

ሴጋ ኣገባብራ

ብዝተፈላለየ መንገዲ ሴጋ ክትገብር ትኽእል ኢኻ። ንኣብነት:

ሰብኣይ: 

  • መቑለመታት፣ መትሎከረጢት ፍረነብሲመዓኮር ምልሓስ; 
  • ነቲ መትሎ ጨቢጥካ ኢድካ ንላዕሊን ንታሕቲን ምንቅስቓስ;
  • እቲ ምንቅስቓስ ብናህሪ፣ ቅኒትን ጻዕቂን ዝተፈላለየ ክኸውን ምግባር።

ዝተኸንሸብካ እንተኾንካ፣ ከም ቫዝሊን ወይከኣ ዘይቲ ዘይብሎም ፍሉያት መለስለስቲ ልኻያት (ኣብ ማይ ዝተደረኹ) ምጥቃም ኣድላዪ እዩ። ፈጺምካ ቫዚልን ምስ ኮንደም ከይትጥቀም። ነቲ ኮንደም ክሃስዮ ይኽእል እዩ።

ሴጋ ዝገብር ሰብኣይ
እቲ ሰብኣይ ሴጋ ክገብር እንከሎ መትሎኡ ዝጨበጠሉ ኢዱ ዘርኢ ዝርዝር።
ናይቲ ሰብኣይ ኢድ ነቲ ዝተኸንሸበ መትሎኡ መለስለሲ ልኻይ እናለኸየ ዘርኢ ዝርዝር።

ሰበይቲ: 

  • ንርሕሚ፣ ጭንቅራ፣ ሕምቦ፣ መቑለመታት፣ ኣጥቧትመዓኮር ምልሓስ;
  • ኣጻብዕቲ ናብ ርሕሚ ብምእታው ምፍርፋዕ; 
  • እቲ ምንቅስቓስ ብናህሪ፣ ቅኒትን ጻዕቂን ዝተፈላለየ ክኸውን ምግባር።
ሴጋ እትገብር ሰበይቲ
ሴጋ እትገብር ሰበይቲ ዘርኢ ዝርዝር ኣብነት 1: ርሕሚ ብኣጻብዕቲ ምፍርፋዕ
ሴጋ እትገብር ሰበይቲ ዘርኢ ዝርዝር ኣብነት 2: ርሕሚ፣ ጭንቅራ ከምኡድማ ከናፍር ርሕሚ ምልሓስ

ንሓድሕድኩም ሴጋ ተገባበሩ

መጻምድቲ ናይ ሓድሕዶም ሰውነት ሴጋ ክገባበሩ ይኽእሉ እዮም።

ንሰብኣይ ሴጋ እትገብር ሰበይቲ
ንሰበይቲ ሴጋ ዝገብር ሰብኣይ