ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ምስካልእ ከምዚኦም ዝበሉ ረኽሲታት ዘለዉዎ ኣካል ወሲባዊ ምትንኻፍ ብምግባር ዝመሓላለፉ ረኽሲታት እዮም። ብተወሳኺ ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ዝመሓላለፉሎም ካልኦት መንገዲታት እውን ኣለዉ

ዝተፈላለዩ ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት

ብዙሓት እተፈላለዩ ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ኣለዉ:

ምክልኻል ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት

ኮንደም ንዓኺን ንመጻምድትኺን ካብ ኤችኣይቪን ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ይከላኸለልምን ስግኣተ-ሓደጋ ይንክየልኩምንሄፓቲቲስ B ከምኡድማ ኤችፒቪ ዝከላኸሉ ክታበታት

ናይ ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላከለፉ ረኽሲታት ሕክምና

መብዛሕትኦም ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ክሕከሙ ዝኽእሉ እዮም። ክፍወሱ ወይከኣ ምልክታቶም ክጠፍኡ ይኽእሉ። ብስጋዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት እንተዘይተሓኪምኪ ኣብ ጥዕናኺ ከቢድ ሳዕቤናት ከስዕቡ ይኽእሉ እዮም። ብተወሳኺ ናብ ካልኦት ሰባት እውን ከተመሓላልፊ ትኽእሊ ኢኺ።